ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 09/02/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 11/02/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00ተዓፅዩ ዕለት 12/02/2013 ሰዓት03፡00 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 4440 47 15

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo