ስለዚ ስዒቦም እንገልፆም ረቀሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም
- ናይ 2008 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ
- መለለዩ ከፋልነት ቁፅሪ መቅረባይነትን ዘለዎ
- ቫት ወይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኮኑ
- ብተወሳኪ ናይ ቫት ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት መረዳእታን ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- ተጨረታ መትሐዚ መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርቡ ይግባእ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ንነፍስወከፍ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይክእሉ
- ጨረታ ዝዕፀወሉ 5 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 9፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ክፍሊ ቁፅሪ 245ይክፈት
- ጨረታ ወፃኢ ካብ ዝትቃለሐሉ ማለት ዉን ካብ ዝተለጠፈሉ ዋጋ ዘቅርብሉ በቲ ዝወፀ ዝርዝር ረቀሒ ካብ 21 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ መጋቢት 5 2008 ዓም ሰነደ ምስተገዝአ ብሽምዒ ብዝዓሸገ ፖስታÂ ዋናን ቅዳሕን ብምንፅፃር ክልተ ፖሰታ ከቅርብ ዝግባእ ኮይኑ እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይከዉን
አድራሻ
ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ለፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኣብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ 1 ማለት እዉን ብሎክ 1 ኣብ መሬት ቢሮ ቁፅሪ 245Â
እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344417637