ኣልመዳ ፋብሪካ ዓለባ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኣልመዳ ጨርቃ ጨርቅ ኃ/የተ/የግ/ማ

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ናይ 2013ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉ ምኻኖም መረጋገፂ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ጨረታ መኸበሪ ዝከዉን ቢድ ቦንድ 20,000.00 ብሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ወይም ክኽፈት እንከሎ

3 ተጫረቲ ዋጎኦም ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ካብ ጥቅምቲ 03/02/2013ዓ/ም እስካብ 02/03/2013ዓ/ም ካብ 4፡00 ኣብ ዓድዋ ዝርከብ ፋብሪካና ከተቅርቡ ትክእሉ

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሕዳር 02/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ካብ ቢሮ ፋይናንስ ዘይምስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 እቲ ፋብሪካ ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo