ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ::

በትግራይ ክልል ገቢዎችና ጉምሩክ ባለስልጣን

1 ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 29/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 02/02/2013 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ክሳብ ሰዓት 6፡00 ይኸዉን

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፈቃድ ቲን ሰርተፊኬት ናይ መቕረባይን ሰርተፊኬት ከተቕርቡ ንሕብር

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo