ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃቡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦት ቁልፍታት እንትበላሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ካብ ናይ ደገ በዓል ሙያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

የትግራይ ክልል ዋና ኦዲተር ጽህፈት ቤት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን ምካኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት ዘቅርብ

4 ናይ ቫት ትኦቲ ተመዝጋቢ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ቫት ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

5 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ 19/01/2013ዓ/ም ክሳብ 22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኮይኑ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም 9፡30 ተጫቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘለዎ ይኽፈት ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 10 99

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo