ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ትርጉም ግልጋሎት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳደዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

የሰሜን ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣተሓሒዝኩም ንክትወደደሩ የዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 19/01/2013ዓ/ም  ክሳብ ዕለት 21/01/2013 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ/ቁ - 03 44 41 79 10 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo