ኣብ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ከተማን ናይ ግሪነሪ ሰራሕተኛታትን ናይ ብሎክ ንብሎክ ሰራሕተኛታት ዝኾኑ ዓመታዊ ዘድልዮም መሳርሕን ሴፍቲ ማተርያልን ክንዕድግ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

የ ቀዳማይ ወያነ መዘጋጃ ፅሕፈት ቤት

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ፣ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብሉ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት መወዳእታ ወርሓዊ ሪፖርትን ብትካሎም ዝወፀ ኣካውንት ናምበር ዘቅርቡ፤

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጂናል ዶክመንት 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቅረብ ዝክእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዘዓረፎ ፖስታ ዘቅርቡ፤

3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50.00 ሓምሳ ቅርሺ፤

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ 10000 ብር ከትሕዝ ዝኽአል

5 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 04/04/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 22/01/2013 ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

6 ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

7 ሰነድ ጨረታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን አብ ስራሕ ሰዓት እንዳመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0342-405063 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo