ብሽም ኣፈ/ተከሳ ኣይተ ደስታ ገ/ኪዳን ሓጎስ ዝፈለጥ ቦታን ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ዝርከብ መዋሰኒኡ ብምብራቅ ብምዕራብ መንገዲ ብሰሜን ብደቡብ ስፍሓቱ 175 ካ/ሜትር ኮይኑ ብመበገሲ ዋጋ ብር 10498/17.12/ ሓደ ሚሊዮንን ኣርባዓንን ትሽዓንተን ሽሕን ሽድሽተ ሚኢትን ሰብዓንን ሸዉዓተ ቅርሺ ነጥቢ ዓሰርተ ክልተ ሳንቲም/ ኮይኑ ቤት ፍርዲ ክጫረት ስለዝኣዘዘ ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት ድማ 17/02/2013ዓ/ም ካብ ሰዓት 3፡00 ክሳብ 6፡00 ኮይኑ ኣካል እንተሃልዩ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜን ቦታ ተተረኪቦም ንክጫረቱን ሰዓራይ ጨረታ ድማ 25% ከትሕዝ ዝክእልን እተ ዝተረፈ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ጠቅሊሉ ክከፍል ዝክእል ምኻኑ ሓወልቲ ቤት ፍርዲ ኣፍሊጡ
- ሶፍትዌርና ኔትዎርክ (23)
- ኮንስትራክሽን (204)
- ኤሌትክትሮኒክስና ኣይሲቲ እቃዎች (477)
- የሂሳብ ኣያያዝና ኦዲት ማድረግ (57)
- ግብርና (167)
- የግንባታ እቃዎች (378)
- ፅዳትና የንፅህና እቃዎች (196)
- ማማከር (31)
- ትምህርትና ስልጠና (25)
- ኤሌክትሪካልና ኤሌክትሮ መካኒካል (335)
- ምግብና መጠጥ (100)
- እግድ (13)
- ፈርኒሽንግና ፊክስቸር (8)
- ፈርኒቸር (193)
- ጤና (40)
- የላብራቶሪ እቃዎች እና ኬሚካል (169)
- ጥገና (53)
- የህክምና ዕቃዎች (52)
- ፎቶግራፍና ፊልም (6)
- የህትመት ስራዎች (97)
- የማስታወቅያ ስራዎች (8)
- ኪራይ (167)
- ሽያጭ (249)
- የጥበቃ ስራዎችና ሰኪዩሪቲ (29)
- የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች (66)
- ጨርቃ ጨርቅና የቆዳ ውጤቶች (141)
- የትራንዚትና መጓጓዠያ ኣገልግሎት (96)
- የተሽከርካሪና ከባደ ማሽነሪ (163)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትና የብረታ ብረት ስራዎች (77)