ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ጥዕና ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የእንደርታ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ተወዳደርቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 05/01/2013ዓ/ም እስካብ 08/01/2013ዓ/ም ምዉሳድ ይካኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 08/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ቅ/ሰዓት ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 0

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo