ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወ/ራ/ጨርጨርን ን ቤት ፅሕፈት ጥዕና ወረዳ ራያ ጨርጨርን ናይ መኪና ኣቅሑ ክጫርት ስለዝደለየ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ እዚ ናይ ዕደጋ ፕሮፎርማ ሰነድ ክተማልኡ ንላቦ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

1ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 መፍለዩ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 በቲ ሓድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገበ

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/13/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይኽዉን

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo