1 ናይ ተጫረቲ ሽም ፌርማ ኣድራሻ ማህተም ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ ኣለዎም
2 ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት፣ ናይ መካይን መለዋወጢ፣ ናይ ጀነሬተርን ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይቲ ዓዉደ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብሉ ናይ ምዝገባ ምስክር ወረቐት ተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገብሉ ናይ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ዲክሌር ዝገበረሉ ዝተገናዘበ መረዳእታ ብቕዓት መረጋገፂ ሰርተፊኬትን ንናይ ሕትመትን ግልጋሎትን ፣ ፅሬት መሳርሕን ድማ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይቲ ዓዉደ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ መካይን መለዋወጢ ፣ ጀነሬተርን ብር 5000.00 ቅርሺ ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸርን 10000.00 ቅርሺ፣ ሕትመት ግልጋሎትን ፅሬት መሳርሒን 3000.00 ከትሕዙ ኣለዎም
5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ከፖይኑ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 5፡30 ይኽፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ
ንተወሳኺ ሓበሬታ 09 10 27 00 81 /09 04 30 78 71