ን ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ

1 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ፣ መቅረባይነት እዉን ዘለዎ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎ

2 ተመዝቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ፣ በቢ እዋኑ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ፣

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 16/12/2012ክሳብ 01/13/2012ዓ/ም ተከታታሊ ናይ ስራሕ ሰዓት ይኸዉን ይከዉን

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 02/13/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ

5 ጨረታ ዝክፈተሉ 02/13/2012 ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ይክፈት

6 መኸበሪ ጨረታ 10,000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዞቦ ምዉሳድ ይካኣል

8 ሰዓራይ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 46 64 01 72/    201

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo