ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኻይን ጎማ ስራሕቲ /ናይ ጎሚስታ ስራሕቲ/ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ንሓደ ዓመትን ከምኩነታቱ ዝናዋሕን ዝቖረፅን ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

የትግራይ ክልል ፕሬዝደነት ፅሕፈት ቤት

1 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነትን ቲን ናምበርን ሰለስቲዙ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግዝኢ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም  ክሳብ12/12/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡00ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ ዝቀረበ ፕሮፎርማ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ሰዓት 08፡30 ዝኽፈት ምኻኑ ንገልፅ

2 እቲ ዝቀርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኮዉን ኣለዎ

3 ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 40 64 51

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo