ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ / ፈሳ ሳሙና በዓል 1 ሊትሮ በዝሒ 1000፣ ኦሞ 200 ግራም በዝሒ 1500 ፣ ዓባይ ባራለኪና ቤስት /ተመሳሳሊ በዝሒ 200

የትግራይ ክልል ጤና ምርምር ኢንስቲትዮት

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 01/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/12/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት9፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo