2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ በጀት ድጎማ ኣብያተ ትምህርቲ ብዝረኾቦ ገንዘብ ንቤተ ፈተነ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ስለዚ መቕረብቲ ዝኾንኹም ስለዚ መቅረብቲ ዝኾንኹም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተመዝገብቲ ቫት/ተርን ኦቨር ዝኮንኩም ኣካላት ክትወዳደሩ ንዕድም

ዓዲ ሓቂ ሀለተኛ ደረጃ ትምህርት ቤት

1 ፕሮፎርማ  ዝወፀሉ ዕለት 15/11/2012ዓ/ም

2  ፕሮፎርማ  ዝዕፀወሉ ዕለት 20/11/2012ዓ/ም

3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 20/11/2012 ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo