ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንፅገና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቆርቆሮ ክገዝዕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

የትግራይ ክልል ባህልና ቱሪዝም ኢጀንስ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ ፣

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቅሓ ካብ ዕለት 17/10/2012ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል

3 እቲ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 22/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ንጉሆ ኣታዊ ይከዉን

4 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 22/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬተ ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo