ኤጄንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ንኡሽተይ መኪና ጎማ ፣ ኮምፒተር ፣ ላፕቶፕ ባትሪ ፣ ስፔርፓርት ፣ ዝተፈላለዩ ቀዋሚን ናይ ምግብና ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

የትግራይ ከልል የቤቶች ልማት ኤጀንሲ

1 ካብ ዕለት 02/10/2012ዓ/ም ጀሚሩኩም ክሳብ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ቤት ዕዮና ክፍሊ ቁፅሪ 5 እንዳመፃእኹም ዘይምለስ ብር 25 እንዳኸፈልኩም ጨረታ ሰነድ ንኽትገዝኡ ነፍልጥ

2 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት እንትኸዉን ዝኽፈተሉ ድማ ዕለት 12/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 85 09

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo