ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ዝዉገዱ ንብረታት ዝተፈላለዩ ናይ ሴክተራት ጎማ ናይ መካይን ዝተፈላለዩ ንብረታት ኣብ ሰነድ ጨረታ ብደንቢ ስለዝገልፅ ነገዚእኩም ንክትርእዩ ንሕብር

የሰሜን ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 እቲ ዝዉገድ ንብረት ቦታ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ሰሜን ይርከብ

2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 18/09/2012ዓ/ም ክሳብ 28/09/2012ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ

3 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ በዚ ዕለት 28/09/2012 ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

4 መኸበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ስፒኦ ወይ ካዓ ጥረ ገንዘብ ብር 2500.00 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 መሸጢ ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብር 50 ዘይምለስ ይከዉን

6 እዚ ጨረታ ንቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 79 10

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo