ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ኣብ ምም/ር ክ/ከተማ ኩሓ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ናይ መኪና ስፔር፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ህንፃ መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

የኩሓ ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ሮቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ዝተሐደሰ ናይ 2012 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ መቕረባይነት ምዝገባ መለለይ ካርዲ ግብሪ ዝከፈለን መለለይ ግብሪ /ቁፅሪ ቲን ናምበር ኸቕርብ ዝኽእል፤

2 ጨረታ ምልክታ ካብ ዝውፀአሉ ዕለት 12/09/2012 ዓ/ም ክሳብ 26/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 11:30 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝካአል ኮይኑ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት ፤

3 ጨረታ መኽበሪ ብር 5000፣ ብናይ ስፖኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ናብ 1000039926621 ኣታዊ ብምግባር ከትሕዝ ዝክእል ፤

4  ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ መቕረብቲ ቫት ተመዝገብቲ ጥራሕ ኮይኖም ናይ ወርሒ መጋቢት ዲክለሬሽን ከቕቡ ኣለዎም

5 ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ብር 30.00 እዩ

6 ተጫረቲ ዘድሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ነንበይኑ ብምእሻግ ኦርጅናልን አብ ሓደ ፖስታ ኮፒ ኣብ ካሊእ ፖስታ ታዓሺጉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካኣል

7 ተጫረቲ ወይ ከዓ ወኪላት ብዘይ ምቕራቦም ሰነ ስርዓት ምኽፋት ጨረታ ኣይተዓናቐፍን ወይ ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህሉን፤

7 ናይ ተጫረቲ ሽም ኣድራሻ ክታምን ማሕተምን ክዓርፎ አለዎ፤

8 ተጫረቲ ጨረታ ዝሰዓረ ምኻኑ በመአዘዚ ደብደቤ ዉዕሊ ዝአሰረሉ ብዝተወሃቦ ጊዜ 6ተ መዓልቲ ሕጋዊ ዉዕለ ክአስርን ናይ ዉዕሊ መኽበሪ 10% ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ አለዎ

9 ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክን ምቕናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ

10ኣብ ዘዳላናዩ ሰነድ ጨረታ ስፐስፊኬሽን መለክዒ ካልእ ዝኮነ ዓይነት መስተካከሊ ምግባር ተቀባልነት የብሉን ፤ኣስተካኪሉ ዝመፅአ እንተሃልዩ ግን በቲ ንሕና ዘዳለውናዮ ከምዝተጫረተ ተሓሲቡ ናብ ውድድር ብምሕላፍ ሰዓራይ ይከውን፤

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

12 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914-888930/0967037837 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo