ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣክሰሰሪ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የትግራይ ስነ ጥበብ ኮሌጅ

1 ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእለ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ከቕርበ ዝክእል

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 03/09/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/09/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 07/09/2012 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 4፡00 ይከዉን

4ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረተ በሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo