ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረዳ እምባ አለጀ ከተማ ዓዲ ሽሑ ንዓዲ ሽሑ መባእታዊ ሆስፒታል ዝተቃረፀ ህንፃ ፕሮጀክት BC 5/GC 5 ልዕሊኡን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ።

የትግራይ ክልል ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ቢሮ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ስራሕ  : ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ : ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፣ ናይ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከትሕዙ ዝክእሉ ዝተሐደሰ መቅረባይነትምዝገባ ምስክር ወረቀት ከትሕዙ ዝክእሉ  ፣ ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተኮናተርቲ ዝተውሃብዎ ምዝገባ ካርዲ ዘለዎም፤ ቅድሚ ጨረታ ምዕፃዉ ኣቅሪቦም ከገናዝቡ ዝክእሉን

2 ከሎም ተጫረቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 01/10/2012 ዓ/ም ዘይምለስ 500.00 ዓ/ም ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ይክእሉ

3 እቲ ጨረታ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 01/10/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 209 ክክፈት እዩ

4 እቲ ዳይሬክቶሬት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 209 በኣካል ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-408775

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo