ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ዘለዉ ዓበይቲ ጎደናታት ብተኽሊ ናይ ምልማዕ ስራሕቲ ንምክንዋን ስለዝተደለየ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ናይ ተኽሊ ዓይነት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የሀወልቲ ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር

2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ

3 እቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክከዉን ኣለዎ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/08/2012ዓ/ም ክሳብ 29/08/2012

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 66 27

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo