ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ 1መሳርሒ ፅሕፈት 2 ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ 3 መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተር ሳይክል 4 ስራሕቲ ሕትመት 5 6 ኣቁሑት ቢሮ 7 ደንቢ ክዳን 8 ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዓዲ ዳዕሮ የመጀመርያ ሆስፒታል

1 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈልኩም

2 ናይ 2012 ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን መቅረባይነት ምስክር ካርዲ ዝተሓደሰ ከቅርብ ዝክእል

4 ፍቃድ ንግዲ ዋናን ሓደ ቅዳሕን በበይኖም ተዓሺጎም ክቀርቡ ኣለዎም

5 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ዝተኣገደ ዝኮነ ይኩን ተጨረታይ ምስታፍ ኣይካኣልን

6 ንነፍሰ ወከፍ ሰነድ ዘይምለስ 30፡00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ ነፍሰ ወከፍ ሰነድ ጨረታ ሽም ኣድራሻ ፌርማን ማህተምን ክህለዎ ይግባእ

7 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዐሉ መዓልቲ 46 መዓልትታት እዩ

8 መኸበሪ ጨረታ ነፍሰ ወከፍ 2000.00 ብር

9 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 20/08/2012 ክሳብ ዕለት 04/09/2012 ዝፀንሕ ኮይኑ ዘይምለስ 30፡00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 27 ምዉሳድ ትክእሉ

11 ሰነድ ጨረታ ዕለት05/09/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 32 05 07 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo