ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2012 ናይ መኪና መለዋወጢ/ስፔር ፓርት ናይ ኒሳን Y61 ብግልፂብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ -ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ

2 ናይ መቕረባይ ዝተመዝገበሉ መረዳእታ

3 ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ

4 ቲን ቁፅሪ ዘሎዎም ናይ ለካቲት 2012 ዲክላሬሽን ከቕርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000 ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእል

6 ዝተዳለወ ጨረታ ዶክሜንት ካብ ኮምሽን ቢሮ ቁፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ንብረት ዘይምለስ 30 ከፊሎም ክወስዱ ይክእሉ

7ካብ ዕለት 22/08/2012ክሳብ ዕለት 07/09/2012 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካኣል

8 ጨረታ ዕለት 07/09/2012 ሰዓት 8፡30 ድ/ቀትሪ ዝዕፆ ይከዉን

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 07/09/2012 ሰዓት 9፡00 ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 44 17 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo