ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ግሪስ በዝሒ 20 ቀይሕ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ትግራይ ክልል ጤና ቢሮ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከምኡ እዉን ቲን ቁፅሪ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ

2 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/08/2012ዓ/ም ሰዓት 08፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

3 እዚ ፕሮፎርማ ብተመሳሳሊ ዕለት 16/08/2012ዓ/ም ሰዓት 09፡00 ይክፈት

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo