ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

የትግራይ ፖሊስ ኮሚሽን

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ ናይ ወርሒ ለካቲት 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ዘቅርብ

2 ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ  ዘቅርቡ

3 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ፍቃድ ዘለዎን ዘቅርብ

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም

5 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ  ስፒኦ ምስ መረዳእታ ጨረታ ብዝተዓሸጉ ፖስታ አተሓሒዞም ከቅርቡ ኣለዎም

6 ተወዳደርቲ  ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሮም ብናይ ባልሎም መጓዓዝያ ናብ ትካልና ዘቅርቡ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 07/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 22/08/2012ዓ/ም  ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝክእሉ ኮይኖም ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 30 መዓልታት ይከዉን

9 ኮምሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo