ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናይ ሕክምና ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ፍቃድ ዝተሰማረኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ይዕድም

የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ፕሮፎርማ ሰነድን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዕለት 17/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት  21/07/ 2012ዓ/ም ሰዓት 11 ፡00 ተዓፅዩ

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅሪን መረዳኣታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዝሓደሰ ናይ መቅረባይ ሰርተፊኬት ዘለዎ

5 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 22/07/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 68 39/40 85 01

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo