ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ኣቅሑት ፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ትግራይ መንገድ ስራዎች ኢንተርፕራይዝ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 17/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 44 16 72

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo