ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

መቐለ ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለየ ሰርተፊኬት ዘለኩምን

3 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ሰርተፊኬት ዘለኩም

4 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክትከፍሉ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ካብ 10/07/2012ዓ/ም ክሳብ 14/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ብምዉሳድ ኣብ መወዳደሪ ዶክሜንተኩም ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሊ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ትኽእሉ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 15/07/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ኣብ ኮሌጅና ቢሮ ቁፀሪ 08 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 45 92

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo