ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ናይ ዝተፈላለየ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እተመልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

የትግራይ ክልል ምክር ቤት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ /ብመምርሒ ሕዳስ ናይ ምሕዳስ ግዚኡ ዘይሐለፎን ዘሐደሰን ከፒ መረዳእታ አታሓሒዙ ዘቕርብ

2 ኣብ ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ናይ ግብሪ ክፍሊ መለለይ ቁፅሪ TIN No ዘለዎ ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን መረደዳእታ ፎቶ ኮፒ ገይሩ አተሓሒዙ ዘቕርብ

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ንዝተፈላለዩ መኪና ጎማ ምስ ካላማደሪኡ ብር 2000 (ሐደ ሽሕ ብር) : ብሽም ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ብዝተረጋገፀ ኣብ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ከትሕዝ አለዎ

4 ዋጋ ዝመልአሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብቤት ፅሕፈትና ብዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ጥራሕ እዩ

5 ዋጋ ዝመልአሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ምክሪ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ሒሳብ ክፍሊ ዘይምለስ ብር 30 ጥራሕ ብምኽፋል ካብ ዕለት 25/04/2008 ዓም ክሳብ 10/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

6 እቲ ሰነድ ጨረታ ዕለት 10/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ሰዓት ተዓሺጉ በቲ ዕለት በዓል ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል አብ ዝተረከበሉ ልክዕ ሰዓት 8:30 ይኽፈት መቅረብቲ ብናይ ባዕሎም ድልየት ተዘይተረኺቦም እቲ ቤት ፅሕፈት ጨረታ ፖስታ ንምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ብተመሳሳሊ ናይ  ጨረታ ዶክሜንት ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ ነንበይኑ ከቅርብ አለዎ

7 ተመሊኡ ብፖስታ ተዓሺጉ ንዕኡ ተባሂሉ ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 8 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 10/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሐሪ ሰዓት ዘእትዉ

8 አብዚ ጨረታ ዝሳተፍ ተወዳደደሪ ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ምስ ክሳብ ሕዳር 30/2008 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቕርብ

9 ተጫረቲ ንዝሰዓሩዎ ዓይነት ንብረት ብናይ ባዕሎም መፅዓኒን መራገፍን መጓዓዓዚን ናብ ቤት ፅሕፈትና ብዉዕሎም መሰረት ዝገብሩ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 ቤት ፅሕፈትና ሰዓራይ አብ ዝመርፀሉ እዋን ካብቲ መጀመረያ ንክግዛእ ዝወፀ በዝሒ ኣቕሓ ዋጋ ክሳብ 20% ካብ ነብስ ወከፍ ነፀላ ኣቕሓ ናይ ምቅናስ ወይ ናይ ምውሰክ መሰሉ ሕሉዉከም ዝኾነ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344416570 ሐዱሽ ህንፃ ፊት ንፊት ርእስ ምምሕደዳር ክልል ትግራይ

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo