ኣብ ወረዳ እንደርታ ትልምን ፋይናንስን ንዝተፈላዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ብሎኬት /በዓል 20 በዝሒ 1793/ መቅረብቲ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

የእንደርታ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቲን ናምበር ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ዕለት 02/07/2012ዓ/ም እስካብ 09/07/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ናብቲ ቤት ፅሕፈት አታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቐሰ 09/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ድማ ይኽፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 03

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo