ንኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ነዞም ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ መድሓኒት መቅረብቲ ትካላት ክወዳድር ዝደሊ ስለዚ ጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኩሓ ሆስፒታል

1 ተወዳርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ቲን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 12/06/2012ዓ/ም ክሳብ 16/06/2012ዓ/ም  ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 16/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 03 42 40 04 03  ምሕታት ይካኣል

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo