ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ትግራይ ዉሃ ሥራዎች ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ

1 ብዘርፉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ ፣ ቫት ተመዝገብቲ ናየ ቫት ሰርተፊኬት ዘቅርብ

3 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 10/06/2012ዓ/ም ክሳብ 14/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸዉን

4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 58 56

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo