ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ኣቅሑት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

የኣፅቢ ወንበርታ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ 2012ዓ/ም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤

2 መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤

3 ተወሳኺ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኾኑን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

4 መኸበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 4000.00 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 4000.00 ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 10000.00 ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር 5000.00፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን 5000.00 ፣ ኣቅሑት ቢሮ5000.00፣ ኣቅሑት ሕትመትን 3000.00 ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ኾይኑ ከትሕዝ ኣለዎ።

5 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣ/ወንበርታ ከ/ስ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50.00 ጥራሕ ቅርሺ ይኸውን።

6 ዋጋ ን45 መዓልቲታት ፀኒዑ ይፀንሕ

7 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን መጋዓዝያን ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ዝገብሩ

8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 20/05/2012ዓ/ም ክሳብ 06/06/2012ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 06/06/2012 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።

9እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343-400033 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo