ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ኣ/ስ/ሓይሊ ሰብ ታ.ቁ 4-01068 ት.ግ ሞዴል LN166Lን ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን ታ.ቁ 4-01683 ት.ግ ሞዴል HZJ78Lን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ

የትግራይ ክልልት እቅድና ፋይናንስ ቢሮ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎም

3 ናይ ግበሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

4 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክኸፍሉ ዘክእሉ

5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል

6 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሺጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 20/05/2012ዓ/ም ክሳብ 22/05/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክተቅርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ

7 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/05/2012ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 52 91

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo