ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉ ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

የትግራይ ግብርና ግብይትና ማስፋፊያ ኤጀንሲ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ መቅረባይነት መረዳእታ ምስቲ ፕሮፎርማ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ኣለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ክሳብ 20/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይዕፀዉ

3 እዚ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/05/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል፡

ስፖንሰሮች

ሃሳቦች የሚሰራጩባቸው መንገዶች.
Milkta Logo