ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዌብሳይትን ሎጎን ከስርሕ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑትን ናይ ፅሬት ኣቕሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ብቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዝተትሓዘ ጠሊ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክከተማ ሰሜን ኣብ ከተማና ብቻ ሊስ ቤት ፅሕፈት ወሊ ተረክበ ኣድጊ ስለ ዘሎ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ብቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዝተትሓዘ ጠሊ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ናይ ንግዲ ሓደ/1/ ገዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ ።

ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ ምግብና ግልጋሎት ዝውዕል 18,723 ሊትሮ ፈሳሲ ዘይቲ ብበዓል ሓሙሽተ ሊትሮ ዝተዓሸገ ብትካልና ብዝተዳለወ ሳምፕል መሰረት በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

ደምባንከ ማይጨው ንደም ባንክ ግልጋሎት ዝዉዕል ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌትሮኒክስ ኣቅሑ ብጨረታ መሰረት ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ነዞም ዝስዕቡ ኣናእሽተይ ናይ ማይ ጀነሬተር ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ መሰረት ክትወዳደሩ እትኽእሉ ምኻንኹም ንሕብር፡፡