ውቅሮ ቤት ህንፀት ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝክፍል ናይ ህንፃ መሳረሒ ንብረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታኣወዱሩ ከገዝእ ስለ ዝደሊ፣ሕጋውያን ነጋዶ ክት ዋዳደሩት ኸእሉ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዳብል ፌስ ኮበርታን ኣንሶላን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ Deployment and Implementation of Organizational Capacity Development and Standardization ዝብል ፕሮጀክት ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ፕሪንተር (D card Printer) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ማህበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መሳርሕቲ ፅሕፈትን ኣቅሑት :ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

ኣብ ከተማ ሞኮኒ ንመኮኒ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መድሓኒትን ኢሉእዉን ናዉቲ ላብራቶሪ ሪኢጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮርፖሪሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ካብ ናይ ዉሽጢ እቶት በጀት ሞተር ሳይክል : ኮምፒተርን : ፕሪንተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሹ መብርሃቲ ፅርጊያን ተዛመድትን ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብስፈስኬሽን ዝርዝር መጠንን ዓይነትን ማተሪያል መሰረት ሓምሳ ሶድዩም ጀስን 100 ሊኤዲ ሶላርን አጫሪቱ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን: ሎት ክልተ ናዉቲ ፈርኒቸርን ካልኦትን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ