ኢንስትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ክዕድግ ስለ ዝደለየ ነዞም ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ከተማታት ከተማ መቐለ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ናይ ኮብልስቶን ምፅጋን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ኣብ 2012ዓ/ም ናይ ኮብልስቶን ማለት እዉን ምንፃፍ እምኒ ምፅጋን ስራሕ ስልጠና ዝወሰድኩም ልምዓት ጉጅለታት ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ ኣሸጎዳ ዝርከብ ስራሕቲ ሎጅድቲክ ስቶር ብጨረታ ክትጫረቱ ድሌት ዘለኩም ደረጃ GC-3 ወይም BC-3 ልዕሊኡን ንምስታፍ ድሌት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

እንደርታ ወረዳ ዕቅድና ፋይናንስ ደጋፊ ስራ ሂደት ግዢ ፋይናንስ ንብረት ኣስተዳደር ከዚህ በታች የተጠቀሱትን ዕቃዎች መግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል ፣ ፓሊትዮፕ በዓል 10 ኩንታል በዝሒ 3.25 ፣ መንፊት ናይ ሓመድ ካብ ላሜራ ዝተሰረሐ በዝሒ 06 ፣

የግብርና ገጠር ልማት ቢሮ ከዚህ በታች የተጠቀሱትን ዕቃዎች መግዛት ስለሚፈልግ የመወዳደርያ ሃሳብ እንድታቀርቡ ይጋብዛል ፣ ምርጥ እቶን መስርሒ ሞልድ ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ ኮይኑ ናይ ዕንፀይቲ መእተዊ ብ5ተ በዝሒ ይስራሕ በዝሒ 10

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገ/ልምዓት /ኢፋድ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈልሲ ጣብያ ዘርኢ ማንጎ ፣ ዘርኢ ኣቨካዶ በዝሒ 30 *2 ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተር መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገ/ልምዓት /ንሬድ ፕላስ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈልሲ ጣብያ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ