ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ን ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሑት ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ማለት እዉን ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክግልገል ይደሊ

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ Fixed Asset መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ other መቕረብቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕደግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም :: fR pad kit 01፣ ሽቶ ናይ መኪና 09 ፣ ዳሽቦርድ ቅብኣት05 ፣ ናይ ጭቃ መረጋገፂ01

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንቢሮ ሓላፊ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንቢሮ ሓላፊ ግልጋሎት ዝዉዕል ናየ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስ ምም/ር ንብረት ታቁ 401073ትግ ሞዴል LAN25L ንዳ/ዳ/ምድላዉ ትልምን በጀትን ክትትልን ገምጋምን ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቢሮ ፀጥታ ምምሕዳር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢሪኡ ተገልግል ናይ ኣባዱላ መኪና ትርቦ ቻርጀር ዘይብላ ሞዴል 5L ስ/ቁ 01307 ኣቅሓ ንመግዝኢ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ከእድግ ስለዝደለየ/ ናይ የማን ገፅ መስትዋት 01፣ ናይ ግንባር ገፅ መስታዋት 01