ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ ሪሳይክል ማተርያል 2 ሚኢቲ ሽሕ ኪ.ግ /በርች30 ሺሕ ኪ.ግ ጭረት 10 ሺሕ 4 ሺሕ በዝሒ ዘለዎም ማንትራክ ጎማ 2 ሚኢቲ በዝሒ ዘለዎም ባትሪታት ማንትራክ ብቁፅሪ 2 መኢቲ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ቀፂለን ዘለዋ መካይን ማለት እዉን ሚኒባስ ደረጃ 2ተ ደረጃ 3ተ በዝሒ 4ተ ዓባይ ባስ ደረጃ 2ተ ደረጃ3ተ በዝሒ ሓደ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣጎሎት ሰርቪስ ክረክብ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ሸራሮ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ናይ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንሰራሕተኛታት መመላለሲትን ናይ ፅዕነት መኪናን ክካረ ስለ ዝደለየ ከምኡ እዉን ንዘለዎ ኣናእሽተይ መካይን ጀነሬተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፀግን ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትሳተፉ ንዕድም

ኣብ ወረዳ ኣስገደ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጓዓዝያን ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ዋንነቱ ናይ ወረዳ ኣስገደ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝኮነ ብናይ ክልልን ፌደራልን ጥዕና ትካላት በጀት ድጋፍ ኣብ ጣብያ ዓዲ መሓመዳይ ናይ አዴታትን ህፃናትን መሐከሚ ህንፃ MCH ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ ደረጃ 8ተ ደቀቅቲ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ብርኪ ዘለዎም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ማእኸል ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ብደረጃ BC 6 GC7ልዕሊኡን ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስዮ ትግራይ ናይ መኮና ስፔር ፓርት /ኣቅሑት/ ክተወዳድር ስለ ዝደለየት

ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ወረዳና ዝርከባ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ መካይን ፣ ሞተር ሳይክላትን ኣብ 2013 በጀት ዓመት ብጨረታ አወዳዲርና ንዓመት ሙሉእ ብኩንትራት ዉዕል ብምእሳር ግልጋሎትን ፅገናን ክነካይድ ስለ ዝደለና ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ሰብ ጋራዥ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2013 በጀት ዓመት ናይ መካይን ፅገና ኣጎልግሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምኽፋል ትካል ዘዳሎዎ ጨረታ ሰነድ ወሲድኹም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ዝተፈላለዩ ሕትመታት ንወረዳታትን ከተማታትን ቢሮታትን ኣጎልግሎት ዝዉዕል ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ን 2013 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ፅገናታት ኣጎልግሎት ንምርካብ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ሎት1 ቦጥ መኪና ዝስተ ማይ ተምፅእ ሎት2 ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ ሎት3 ዝተለዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ሎት 4 ንመካይን ንምፅጋን ምስ ዉልቀ ጋራዥ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ብቅዓት መረጋገፅን ዘለዎም ሎት 5 ጀነሬተር ናይ ማይ ንምፅጋን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ንምርካብ ብሰብ ሞያ ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ