ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃቡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦት ቁልፍታት እንትባለሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ኮምፒተራትን ካልኦት ኤሌክትሮኒክስ ንምፅጋን ናይ ኢድ ሞያ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ዝጥቀማሉ ጎሚስታ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ፎቶኮፒታት ሕፅረት ስለዞሎ ካብ ደገ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ እቲ ፋብሪካ ካብ ዝርከብ ሽቃቅ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ ቤት መዘጋጃ ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ከፍስስ ስለ ዝደሊ ካብ ኣጎልግሎት ወሃብቲ ትካላት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ከባ ሰራዋት ዝሃንፆ ዘሎ ሪል ስቴት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፕሮትድ ፕለይዉድን ጣዉላን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

በመቐለ ዩኒቨርሲቲ የኢትዮጵያ ቴክኖሎጂ ኢንስቲትዩት - መቐለ ለ 2013 በጀት ዓመት ለ ኢንስቲትዩቱ መኪኖች አገልግሎት የሚውሉ የመኪና ጎማ ፣ በዉስን ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፈላዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ መኪና መከላከሊ ኬላ ከነስርሐ ስለ ዝደለና 2ይ ግዜ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ ስፔር ሞዴል መኪና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ