ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ዲኮር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃቡ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ናይ በርን ካልኦት ቁልፍታት እንትበላሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ካብ ናይ ደገ በዓል ሙያ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ ዓመታዊ ዉዕሊ ንምእሳር

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቡንባ ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ማይ መስመር መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ናይ ረሳሕ ፈሳሲ መወገዲ ትቦ ኣቅሑት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት አቅሑት ብፕሮፎርማ ክድግ ይደሊ

የኢ/ያ ጤና መድህን ኤጄንሲ መቐለ ቅርንጫፍ የ ኒሳን መኪና ኦርጅናል እቃ መለዋወጫ ኣወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ ንግድ ፍቃድ ያሳደሳቹ የዘመኑ ግብር የከፈላቹ የኣቅራቢነት እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት አቅሑት ብፕሮፎርማ ክድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እሱራት ባኒ ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም