ንኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዝዉዕሉ ነዛም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ መድሓኒት መቕረብቲ ትካላት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ንኦዲተር ብ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ በቲ ፕሮፎርማ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም

ኹሓ ሆስፒታል ን2013ዓ/ም ን ኹሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ዓይነታት ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሐትም ስለዝተደለየ ዝምልከቶኩም ናይዚ መቕረብቱ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝሩ ረቃሕታት ንከተቅርቡ ንገልፅ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 2013 ዓ/ም ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ንኒሳን መኪና ሞዴል Zna (Rich) ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ክልል ትግራይ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዓይነታት አቅሑት ብፕሮፎርማ ክድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ሳይክል ተወዳደርቲ /ስፖርተኛ/ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዕጥቂ ስፖርት ዕጥቂ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013ዓ/ም መኪና መጋየፂ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንቐለብ ተምሃሮ በጀት ዓመት ን 2013ዓ/ምዝዉዕል 1ይ ደረኛ ፃዕዳ ጣፍ /ብመርኣያ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ፍሉይ 2ይብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንቐለብ ተምሃሮ በጀት ዓመት ን 2013ዓ/ምዝዉዕል 1ይ ደረኛ ዛላ በርበረ /ብመርኣያ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም