በኢትዮጵያ ምርጥ ዘር አቅርቦት መቐለ ቅርንጫፍ ጽ/ቤት የተለያዩ እህልና ብጣሪ በጨረታ መሸጥ ይፈልጋል።

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ Power House Wall Mounted ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ዘይትን ቕብኣትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ገዛ ማዕዖ ጣውላ ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ ኣካል ጉዱኣት ሞተር ሳይክል 3 እግራ መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ ዕደጊታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን ክልል ትግራይ ቢሮ ንዝለዉኦ መካይን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢነ ኣቁሑት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ተሽከርከርቲ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡:

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ዝተፈላለዮ ዕዲጊታት ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትጽድግ ትደሊ::