አክሱም ዩኒቨርሲቲ የተለያዩ እቃዎችን በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይን ከተማ መቀለ ናይ በጅት ዓመት 2016 ዓም ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ጉድጎድ ማይ ካዕታ ኣብ እግሪ ወንብር ክኩዕት ስለዝደለየ ትጫረትሉ ትደልዩ ተጫረቲ ደረጃ 7 ልዕሊኡን ናይ ማይ ኮዕታ ወይድማ ድሪሊግ ፍቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተምኡ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት ኣቅሑትን ካብ ስሩዕ በጅት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቀሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑ ቢሮን : ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንብሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ስፔራትን ጎማን መኪናን ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨው ን 2016 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብናይ UIIDP Budget ናይ ኤሌክትሮነክስ ኣቁሑ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቢሮ ትራንስፖርትን መራከቢን ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ካብ ሕጋዊያን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕን ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ትምህርቲ ዝኮነ ብናይ ቤት መዘጋጃ ኣታዊ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ ቀበሌ 01 ራኣስ ኣሉላ ኣባነጋ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ስቶር ብሎክ ፅገና ስራሕቲ ዕደጋ መፍለይ ኮድ ABI/CW/SW/RAANSH/01 2016 ብግልፂ ጨረታ ንምጭራት BC/GC ደረጃ 8 ዳኣንት ብርኪ ፍቃድ ደቂቅ ዘለዎ ስራሕቲ ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ብመሰረት ዲዛይንን ስራሕ ዝርዝርን ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ን ኤሌክትሮኒክስን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ግልጋሎት ክረክብ ስለዝደለየ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2016 በጀት ዓምት ንዘካይዶም ግልጋሎት ህንፀት መንገዲን ፅገናን ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት : መሳርሒ ህንፃ : ኪራይ ማሽናት: ነዳዲ : ስቴሽነሪን : ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ