ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ክችን ማተሪያላት(wgss Facilities) ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ Imported Furniture ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ Stationery ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ንዘፈር ሰራሕ ልምዓታዊ ቁጠባ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተመላእ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ፈፃሚ ዕደጋ ኣካል ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ አበርገለ የጭላ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

SAVE THE CHILDREN hereby invites competent contractors to submit a sealed tender for the following construction Rehablitation works in Tigray Region state

Save the children Mekelle area office (MAO) invites all eligible suppliers to bid for the supply of construction materials

ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስን ፈርኒቸርን ማረቲያል በዚ ዘርፊ ፍቃድ ካብ ዘለኩም መቅረብቲ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ይዕድም

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት አብ ጎደና ክንፈ ገብረመድሂን ፅገና ናይ ፅርጌያ መብራህቲ EXCWEL09 ን2016 ዓም ንምስራሕ ደረጃ 10 ደረጃ 9 ደረጃ 8 ብብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳታሌሽን ብማሕበር ወይ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ