ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ናይ መሬት መቆፃፀሪ ነጥቢ ኮንክሪት ምፍራይን ምትካልን ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ ::

ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት 5ይዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ዉስጥ የሚገኝ ባዩጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት ከዚህ በታች የተገለፁትን ሞተር ሳይክል በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልጉ ሕጋዊ ነጋዴ የሆናቹሁ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል::

ኮሚሽንፖሊስክልልትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤትፅሕፈትትልምንፈይናንስንክፍለከተማሓድነትአብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉዝተፈላለዩፅሕፈትመሳርሒ:ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ናይስፖርተዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግስለዝደሊነዞም ኣብታሕቲዝተዘርዘሩመሰረትጌርኩምክትወዳደሩእትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒትየቕርብ::

ኤጀንሴ ልምዓት ዳ.ኣ.ን.ት ክልል ትግራይ ሞተር ሳይክልን: ባይስክልን ኮብራ መኪና ሞዴል 105 ዝተፈላለዩ ዓይነት ስፔር ፓርት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም::

ኮሌጅ ኪነ -ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን ህንፃ መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቑሑት: ኤሌክትሮኒክስ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም::

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ናይ አዳራሻ ማተኔላ መጋረጃ ጨርቅን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊ::

ትግራይመገናኛብዙሃንኤጀንሲ የተለያዩ ብዛት ያላቸዉ የቢሮ እቃዎች (office furniture) በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል::

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ዉስጥ የሚገኝ ባዩጋዝ ፕሮግራም ማስተባበርያ ዩኒት ከዚህ በታች የተገለፁትን ሁለት የየሃማ 175 CC ሞቶር ሳይክል መለዋወጫ እቃዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልጉ ሕጋዊ ነጋዴ የሆናቹሁ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል::