ፕሮጀክት በፕሮጀክቱ ግቢ ዉስጥ የሚገኙትን ያገለገሉ የተሸከርካሪ ጎማዎች ያገለገሉ የዘይትና ቅባት በርሚሎችና የተለያዩ ያገለገሉ ባትሪዎች ባሉበት ሁኔታ በግልፅ ጨረታ ለመጠሽ ይፈልጋል

Request for Quotation for selection of perfect vendor for cleaning service in Mekelle town

ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ንብረታት ሎት ሓዳ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ናይ ፅሬትኣቅሑተ : ሎት ሰለስተ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ በግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት (Spar part ) : ናይ ስተሽነሪ ኣቁሑት : ህንፃ መሳረሒ ኣቑሑት : ናይ ፅሬት ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ናይ ተሽከርከርቲ ኣቁሑትን መለዋወጢ : ንፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሐት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ክዕድግ ይደሊ

ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ መሳሪሒ ኣቁሑት ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንመሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሕት ቢሮ ፈኒቸር : ሕትመታት : ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑት መኪናን ሞተር ሳይክል ን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ንግልጋሎ ሆስፒታል ዝዉዕሉ መድሓኒት: ኣቁሑ ፅሬት : ኣቁሑ ኤሌትሪክ : መሳሪሒ ፅሕፈት : ኮምፒተር : ፕሪንተር :ኤሌክትሮኒክስ :ኣቁሑት መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ን ሲራሚክን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ፅሬት መሳርሒ :ሕትመት : ደረቅ ጉሓፍን : ግሪነሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ/ ክንስርሕን ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም

ን 2008 ዓ/ም ዘገልግል ዝተፈላለዩ ናዉቲ ፅሕፈት መሳርሒ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሒ ተማልኦ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም