... ተር ሳይክል : ኮምፒተርን : ፕሪንተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ንቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲ ሹ መብርሃቲ ፅርጊያን ተዛመድትን ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብስፈስኬሽን ዝርዝር መጠንን ዓይነትን ማተሪያል መሰረት ሓምሳ ሶድዩም ጀስን 100 ሊኤዲ ሶላርን አጫሪቱ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ እምባስነይቲ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን: ሎት ክልተ ናዉቲ ፈርኒቸርን ካልኦትን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

... ር ሳይክል ፕሪንተርን ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ስለዚ

ከፋይናንስ ገቢዎች እና ልማት ኣስተዳደር ፅ/ቤት የግዥ የስራ ሂደት በ2016ዓ/ም በጀት ኣመት ከFSRP በተገኘ ድጋፍ የተበጀተ በጀት በጣብያ ኮርመ የቂልጦ ካናል ማራዘም ስራ ለማሰራት በማንኛውም ደረጃ ፍቃድ የሚገኙ WWC የንግድ ድርጅቶች ለኮንስትራክሽን ኣወዳድሮ ማሰራት ይፈልጋል።

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝኸፈል ንናይ ሕክምና መሳርሒ _ ዝውዕል ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

... ላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳረሒን ፈርኒቸርን ኣቕሓን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።

... ት ግልጋሎት ዝውዕል ፀባን እንቋቁሖን ብግልጺ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

... ልጋሎት ዝውዕል ኣስቤዛን ውጺኢት በልትናን ብግልጺ ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።